እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዶ/ር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ዝሓለፈ ዓመት ንዝሰርሖ ክንደይ ዋጋ ትህቡዎ?
Published
ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ቃለ-መሓላ ፈፂሙ ስልጣን ካብ ዝሕዝ እነሆ ሓደ ዓመት ኮይንዎ'ሎ።
ብዙሕ ነገራት ተባሂሉ።
ንስኻትኩም'ከ እንታይ ትብሉ?
ተሳተፉ።