እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023፡ ሰሌዳ ግጥማትን ውጽኢትን
Published
ዋንጫ ኣፍሪቃ 2023 (ኣፍኮን) ካብ ቀዳም 13 ጥሪ ጀሚሩ ክሳዕ ሰንበት 11 ለካቲት 2024 ኣብ ኣይቮሪኮስት ክካየድ'ዩ። ምድብ ግጥማትን ሰሌዳ ውጽኢትን ኣብዚ ተኸታተሉ።