እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ዋንጫ ኣፍሪቃ ካብ ዝተሳተፉ ዘለዉ ተጻወትቲ ሓሪኸዑም ናይ ገዛእ ርእስኹም ብልጽቲ ጋንታ መስርቱ
Published
ብምኽንያት ኮሮናይረስ በንሓደ ዓመት ዝተናወሐ መበል 33 ዋንጫ ሃግራት ኣፍሪቃ ካብ 9 ጥሪ ጀሚሩ ኣብ ካሜሪን ይካየድ ኣሎ።
ኣብዚ 24 ሃገራት ዝሳተፋሉ ዘለዋ ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ሃገራት ጋንታ ኢትዮጵያ ኣብ ምድብ ሀ ምስ ኣአንጋዲት ሃገር ካሜሮን፡ ቡርኪናፋሶን ኬኦእ ቬርደን ተመዲባ ኣላ።
ነዚ ናይ ሎሚ ዓመት ዋንጫ ሃገራት ኣፍሪቃ ዝያዳ ተዘካሪ ንምግባር፡ ኣብ ዋንጫ ኣፍሪቃ ካብ ዝተሳተፉ ዘለዉ ተጻወትቲ ሓሪኸዑም ናይ ገዛእ ርእስኹም ብልጽቲ ጋንታ መስሪትኩም ተጻወቱ።