እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ጥሩምባ ብእግሩ ዝጻወት ሙዚቀኛ
Published
ብዘይ ኣእዳው ዝተወለደ ፈሊክስ ካብ ወዲ 3 ዓመት ጀሚሩ ጥሩምባ ብእግሩ ከምዝተጻወተ ይገልጽ። ብዙሓት ሰባት “ኣይኸብደካን’ዶ?” ኢሎም ከምዝሓትዎ ዝዛረብ ፈሊክስ “ብኢድካ ምጽዋት ፈቲነዮ ስለዘይፈልጥ ኣይኸብደንን” ዝብል ምላሽ ኣለዎ።