እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ወደይ ብኽልተ ጥይት ኣብ ጎደና ቀቲሎሞ'
Published
ኣቶ ተኽለሃይማኖት ገብረኣረጋዊ ኣብ ትግራይ ነባሪ ጣብያ ፍረዳሹም ኮይኖም: ወዲ 32 ዓመት ወዶም ቀሺ ኣብርሃ ኣብ ዝሓለፈ በዓል ልደት ቤተ ክርስትያን ክዓጥን ኢሉ ምስከደ ወተሃደራት ኤርትራ ከምዝቐተልዎ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮም ጻኒሒት ተዛሪቦም።