እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ምስ ሓዳሽ ቀዳማዊት እመቤት ኣመሪካ ተላለዩ
Published
ምሩጽ ፕረዚደንት ኣመሪካ ጆ ባይደንን ሓዳሽ ቀዳማዊት እመቤት ኣመሪካ ጂል ባይደንን ኣብ 1975 እዮም ተላልዮም ሓዳር ገይሮም። ንሳ ወናኒት ኣርባዕተ ዲግርን ፕሮፌሰርን እያ።