እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ታሪኽ ህዝቢ ኦሮሞ ዝስንድ ደራሲ ኣፈንዲ ሙተቂ
Published
ደራሲ ኣፈንዲ ሙተቂ ታሪኽን ባህልን ህዝቢ ኦሮሞ ብኻልኦት ቋንቋታት እናሰነደ ያታ ኦሮሞቶት የላሊ ከምዘሎ ይገልጽ። ንሱ ህዝቢ ኦሮሞ ፈታዊ ሰብን ብዙሕ ዘይተገለጸ ታሪኽ ከምዘለዎ እዩ ዝዛረብ።