ዛንታ ሓርበኛታት ደቂ ኣንስትዮ ኢትዮጵያ ዝጸሓፈት ደራሲት

Published

ደራሲት መኣዛ መንግስቴ ዛንታ ሓርበኝነት ኣደ ዓባያ ብኣፈ ታሪክ ትሰምዕ ነይራ። ድሓር ግን ዛንታ ናይዘን ሓርበኛታት ብመልክዕ መጽሓፍ ክስነድ ኣለዎ ኢላ ስለዝተበገሰት ሰኒዳቶ። ደቂ ኣንስትዮ ኣብ እዋን ኵናት ካብ ኩሎም ተዋጋእቲ ሓይልታት ጾታዊ መጥቃዕቲ ይበጽሐን ከምዝነበረ ድማ ትገልጽ።