መሬቱ ንመስርሒ ቤት-ትምህርቲ ዘወፈየ ኣፍጋኒስታዊ

Published

ኣፍጋኒስታዊ ዋኪል ሻህ፡ ኣብ ከባቢኡ ዝቕመጣ ዕሸላት ደቂ ኣንስትዮ ዕድል ትምህርቲ ስለዘይረኽባ 65 ሽሕ ዶላር ዘውጽእ መሬቱ ንመስርሒ ቤት ትምህርቲ ብናጻ ኣወፍይዎ። ንሱ እተን ኣብኡ ዝመሃራ መንእሰያት ተማሂረን ሓካይምን መምህራንን ክኾና እዩ ትምኒቱ።