"ደራፋይ ከም ዒዋላ'ዩ ዝቑጸር ነይሩ"

Published

ሑሴን መሓመድ ዓሊ፡ ኣብ ኤርትራ ጊንዳዕ ተወሊዱ። ጊንዳዕ ኣብ መንጎ ዓበይቲ ከተማታት ኣስመራን ባጽዕን እትርከብ ብምዃና ብዙሓት ስነ ጥበበኛታት ክተፍሪ ከምዝኸኣለት ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ገሊጹ።