እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
'ልቢ እዩ ዝርእይ'
Published
ቢቢሲ ትግርኛ ህይወት ሕልፊ ዝበሎ ብቪድዮ ምስ ዘርገሐ: ካብ ኢትዮጵያ ውፃኢ ዝርከቡ ሰባት ንመተባብዒ ገንዘብ ኣዋፂኦምላ። ተወሳኺ ሓቦ ድማ ፈጢሩላ። ብዛዕባ ዝተሰማዓ፡ ቢቢሲ ደጊሙ ኣዛሪቡዎ ኣሎ።