እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣዋልድ ኩዕሶ እግሪ ክጻወታ የብለንን ዝበለ መን'ዩ?
Published
ኣብ ሰሜናዊ ክፋል ኬንያ ደቂ ኣንስትዮ ኩዕሶ እግሪ ክጻወታ ልሙድ ኣይነበረን። ሎሚ ሎሚ ግን ኣዋልድ ብተበግሶ ፋጡማ ዓብዱልቃድር ከም ቃሕትአን ኩዕሶ ክጻወታ ጀሚረን ኣለዋ። ኣብቲ ፈለማ እዋን ግን ክንደይ ማህሰይትን ግፍዕን ኣሕሊፈን ኣለዋ።