ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ መን'ዩ?

Published

ወዲ 42 ዓመት ቀዳማይ ሚኒስትር ኣብይ ኣሕመድ ኣብ ክልል ኦሮምያ ጥቃ ኣጋሮ ኣብ እትርከብ ሻሻ ተወሊዱ። ወላዲኡ 16 ቆልዑት ዝወለዱ ኮይኖም ኣብይ ካብ ገዝኡ መበል ሻድሻይ'ዩ።