ህይወት ዘይብሉ ዕሸል ድሕሪ ምውላዳ 30 ዓመት ማእሰርቲ ተፈሪድዋ

Published

ቤት ፍርዲ ከምዝደምደሞ እንተኾይኑ ኤቭሊን ኮነ ኢላ’ያ ነቲ ዕሸል ቀቲላቶ። ኤልሳልቫዶር ምስ ምንፃል ጥንሲ ብዝተትሓሓዘ ኣብ ዓለምና እቲ ዝኸበደ ዝበሃል ሕጊ ኣለዋ። ኣብታ ሃገር ህይወት ዘይብሉ ህፃን ምውላድ’ውን ከም ገበን ይቑፀር።