ብፀጉርኹም ጥበብ ምስራሕ ትኽእሉ’ዶ?

Published

ኣይቮሪኮሳዊት ከያኒት ላቲያ ካይ፡ ፍሉይ ቅዲ ፀጉሪ ኣለዋ። እዚ ብሕታዊ ቅዳ ድማ፡ ኣብ ርእሳ ፀጉራ ብምኹማር ጥበብ ንምፍጣር ትጥቀመሉ። ቅድታታ ሓደ ሓደ ግዜ ትርጉም ፖለቲካ፣ ሓደ ሓደ ግዜ ፅባቐ እንትህልዎም፡ ሓደ ሓደ ግዜ ድማ ዘይተለመዱ ይኾኑ።