ስለምንታይ'ዩ ናብ ስዑድ ዓረብ ዝግበር ስደት ወሲኹ?

ስለምንታይ'ዩ ናብ ስዑድ ዓረብ ዝግበር ስደት ወሲኹ?
Published

ኣብ ትግራይ ምስቲ ኣብ ዝሓለፉ ዓመታት ዘጋጠመ ኵናት ስዒቡ ዝተኸሰተ ማሕበረ ቁጠባዊ ቅልውላው ብዝተሓሓዝ፡ ብዝሒ ናብ ስዑድ ዓረብ ዝስደዱ ሰባት ኣዐርዩ ከምዝወሰኸ ይግለጽ።