ባኒ ንምርካብ ሰዓታት ሪጋ እትጽበየላ ቓዛ

ባኒ ንምርካብ ሰዓታት ሪጋ እትጽበየላ ቓዛ
Published

ልዕሊ ፍርቂ ኣባይቲ ቓዛ ስለዝዓነዉ፡ ሰባት መግቢ ኣብሲሎም ክበልዑ ተጸጊሞም ኣለዉ። ኣብ ዘይዓነዋ እንዳ ባኒ፡ ሰዓታት ተጸብዮም ድማ ባኒ በሊዖም ይውዕሉን ይሓድሩን ከምዘለዉ ተገሊጹ።