መረቕ ብምስራሕ ንነብሶም ካብ ብሕታውነት ዘናግፉ ሰብ ጸጋ ዕድመ

መረቕ ብምስራሕ ንነብሶም ካብ ብሕታውነት ዘናግፉ ሰብ ጸጋ ዕድመ
Published

ኣብ ኔዘርላንድስ ካብ ስራሕኦም ብጥሮታ ዝተገለሉ ሽማግለታት መዓልታዊ ኣብ ስራሕቲ መረቕ ተጸምዶም ብምውዓል ንነብሶም ካብ ጽምዋ የናግፉ።