“ጠንካራ ዘይትፈርሕ ትግራወይቲ ኮይነ ኣርኣያ ክኸውን’የ ዝደሊ” ሞዴል መዓርግ

“ጠንካራ ዘይትፈርሕ ትግራወይቲ ኮይነ ኣርኣያ ክኸውን’የ ዝደሊ” ሞዴል መዓርግ
Published

ምዕባለ እቲ ኲናት ካብ መዓልቲ ናብ መዓልቲ እናበኣሰ ክኸይድ ከሎ ጭንቀትን ሓዘንን መዓርግ ብዝያዳ እናወሰኸ ከደ። ‘ቤተሰብ ዳግማይ ዝርእየሉ ዕድል ይህሉዶ ይኸውን?’ ዝብል ሕቶ ኣብ ውሽጣ ተፈጠረ።