''ምስተወለደት ሕጹይ ይምረጸላ''

Published

ኣብ ኬንያ ጥቓ ቀላይ ጣና ዝቕመጡ ተወላዶ ብሄር ኦሮሞ፡ ንደቂ ኣንስትዮ ደቆም ምስ ተወለዳ ሽዑ ንሽዑ ሕጹይ ይምረጸለን። እታ ሕጹይ ዝተመረጸላ ጓል ምስዓበየት ነቲ ዝተሓረየላ ሰብኣይ ክትኣቢ ኣይትኽእልን።