ኢትዯጵያ ትግራይ፡ ክራር ተጻዊቱ ግን ሸሞንተ ቆልዑት ዘዕቢ ኣካል ጉዱእ

Published

ገብረዋህድ ወላይ ኣብ ከተማ ሽረ እንዳስላሰ እዩ ዝነብር። ኣብ ክልትኤን ኣእጋሩ ኣካላዊ መጉዳእቲ ስለዘጋጠሞ ግን ናይ ጉልበት ስራሕ ክሰርሕ ኣይኽእልን። ፎቖዶ እንዳ ስዋ ክራር ተጻዊቱ ግን ሸሞንተ ቆልዑት ኣዕብዩ።