ናይ መወዳእታ ቃላት ስመኘው በቀለ

Published

ኣብ ኣዲስ ኣበባ መስቀል ኣደባባይ ሞይቱ ዝተረኸበ ኢንጅነር ስመኘው በቀለ ምስ ቢቢሲ ኣብ ዝነበሮ ጻኒሒት ዝተዛረቦ ናይ መወዳእታ ቃል።