እዚ ውሑድ ዳታ ብምጥቃም፡ ጽሑፍ ጥራይ እተንብቡሉ መርበብ ሓበሬታ ቢቢሲ ትግርኛ እዩ። ምሉእ ኣሳእልን ቪድዮታትን ንምርኣይ ድማ ቀንዲ መርበብ ሓበሬታና ተጠቐሙ።
ኣብ ከይዲ ምጽናት ዝርከቡ እንስሳት ዘገዳም መነመን እዮም?
Published
መረዳእታ ተሓለቕቲ ከባቢ ከምዘመላኽቶ እንተኾይኑ ሓሙሽተ እንስሳት ዘገዳም ኣብ ከይዲ ምጽናት ይርከቡ። ካብዚኣቶም መንጎ ዓርዓር ነብርን ሓርሽን ይርከብዎም። ቀንዲ ምኽንያት መጽነቲኦም ድማ መሸጣ ጸሊም ዕዳጋን ዘይሕጋዊ ሃደንን ከምዝኾኑ እቲ መረዳእታ የመልክት።