ፍትሓዊ ዘይኮነ ግልጋሎት ኢንተርኔት ዘበረታትዕ ሕጊ

Published

ኣሰራርሓን አወሃህባ ግልጋሎት ኢንተርኔት ክቕይር ዝኽእል ሕጊ ኣብ አሜሪካ ቀሪቡ። ደቀቕቲ ትካላት ካብ ፀዋታ ወፃኢ ከይገብረን ተሰጊኡ።