ትርምፕ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ኣጠንቂቖም

Published

ፕረዚደንት ኣሜሪካ ዶናልድ ትራምፕ ናብ ደቡብ ኮርያ ዝኸዱ፡ ንመራሒ ሰሜን ኮርያ ብቐጥታ መልእኽቲ ከሕልፉ ደልዮም ከምዝኾኑ ገሊፆም።