ድሕሪ ናይ 26 ዓመት ማእሰርቲ ካብቲ ገበን ንጹህ ምዃኑ ዝተነግሮ ኣመሪካዊ

መግለጺ ቪድዮ, ድሕሪ ናይ 26 ዓመት ማእሰርቲ ካብቲ ገበን ንጹህ ምዃኑ ዝተንግሮ ኣመሪካዊ
Published

ጸሊም ኣመሪካዊ ሻርፕ ዶንቴ ኣብ ኣመሪካ ሰሜን ካሮላይና ብጉዳይ መሸጣ ዕጸ-ፋርስ ብዝተሓሓዝ ንሓደ ጻዕዳ ቀቲልካ ተባሂሉ ን26 ዓመት ተኣሲሩ። እንተኾነ ግን ቤት ፍርዲ ብዝገበሮ ተወሳኺ ምርመራ ብዘይወዓሎ ገበን 26 ዓመታት ከምዝተኣሰረ ብምግላጽ ‘ካብቲ ገበን ናጻ ኢኻ’ ኢሉ ኣሰናቢትዎ።