ቅድሚ ሕዚ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዝተብሃለ ወራር ኣንበጣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ

መግለጺ ቪድዮ, እዚ ቅድሚ ሕዚ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዝተብሃለ ወራር ኣንበጣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዓብዪ ስግኣት ከምዝፈጠረ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ።
Published

እዚ ቅድሚ ሕዚ ተራእዩ ዘይፈልጥ ዝተብሃለ ወራር ኣንበጣ ኣብ ቀርኒ ኣፍሪቃ ዓብዪ ስግኣት ከምዝፈጠረ ሕቡራት ሃገራት ኣፍሊጡ። እንድሕር ዘይተገትአ፤ ኣብ መጻኢ ወርሒ ሰነ ካብቲ ሕዚ ዘለዎ መጠን 500 ግዜ ዕጽፊ ክበዝሕ ከምዝኾነ ድማ ተንቢሁ።