ካብ ሰብነታ 61 ኪሎግራም ዝነከየት ኬንያዊት

መግለጺ ቪድዮ, ካብ ኣካላታ 61 ኪሎግራም ዝነከየት ኬንያዊት
Published

ኬንያዊት ጃኔት ቅድሚ እቲ ሕዚ ዘለዋ ቅርጺ ምውናና፡ ካብ ርእሲ ሕማም ክሳብ ጸቕጢ ደም የጋጥማ ነይሩ። ጃኔት ከምቲ ዝነበረቶ እንተቐጺላ ንህይወታ ሓደጋ ከምዝኾነ ካብ ሓካይማ ማዕዳ ረኺባ። ኣካላዊ ምንቅስቐስ ብምግባር ድማ ካብ ኣካላታ 61 ኪሎ ግራም ነክያ።