ብተኹሲ ቅጭሕርሙ ተናዊጻ እትውዕል የመናዊት ከተማ

መግለጺ ቪድዮ, ብተኹሲ ቅጭሕርሙ ተናዊጻ እትውዕል የመናዊት ከተማ
Published

ከተማ ተይዝ ተሓቢኦም ብዝትኩሱ 'ስናይፐራት' ዓቕላ ዝጸበባ ከተማ የመን እያ። እታ ከተማ ብተቓወምትን ደገፍትን መንግስቲ ዓውደ ውግእ ኮይና ኣላ።