"ወደይ ክምርዖ ውጥን ነይርዎ" ኣቦ ካፕቴይን ያሬድ ጌታቸው
Published
ቅድሚ ሓደ ወርሒ ዋንነታ ናይ መንገዲ ኣየር ኢትዮጵያ ዝኾነት ቦይንግ ማክስ 737 ኣብ ከባቢ ቦሾፍቱ ወዲቓ ኣብ ውሽጣ ዝነበሩ 157 ሰባት ምሟቶም ዝዝከር እዩ። ኣብራሪ ናይታ ነፋሪት ዝነበረ ያሬድ ጌታቸው ኣብ ቀረባ ግዜ ክምርዖ ሓሳብ ከምዝነበሮ ወላዲኡ ዶ/ር ጌታቸው ተሰማ ንቢቢሲ ሓቢሮም።