ንግስቲ ዲህያ መን እያ?

መግለጺ ቪድዮ, ንግስቲ ዲህያ መን እያ?
Published

ብዛዕባ ታሪኽ ንግስቲ ድያ ወይ እውን ካሂና፡ ብዙሕ ዝተፈልጠ ነገር የለን። ኣብ ሻብዓይ ክፍለዘበን ኣብ ሃገረ ኣልጀርያ ከምዝነበረት ይግለጽ።

ዛንታ ንግስቲ ዲሃያ እምበኣር ካብዚ ዓቢ ለውጢ ኣትሒዙ እዩ ዝጅምር።