ግዜ ዘየህሰሰን ብሉጻት ኣዋልድ ዓለም!

መግለጺ ቪድዮ, ግዜ ዘየህሰሰን ብሉጻት ኣዋልድ ዓለም!
Published

ሳይንቲስት ማሪ ኩሪ ኣብ ታሪኽ ዓለም ልዑል ጽልዋ ፈጢሮም ካብ ዝሓለፉ ሰባት ሓንቲ ከምዝኾነት ይግለጽ።

ብዙሓት ሰባት ንኣዳ ሎቭላስ፡ ኣብ ስራሕቲ ኮምፒትር በሪኽ ፍልጠት ዝወነነት ፈላመይቲ 'ፕሮግራም ኮምፒተር' ዝሰርሐት ጓል ኣነስተይቲ ኢሎም ይንእድዋ።