ብዛዕባ ሞት ጥራይ ዝውገዐሉ እንዳ ሻሂ

መግለጺ ቪድዮ, ብዛዕባ ሞት ጥራይ ዝውገዐሉ ካፌ
Published

ኣብ ምዕራባዊት ኣፍሪቃ ሃገረ ናይጀርያ ሓንቲ ጓል ኣነስተይቲ ብዛዕባ ሞት ዝውገዐሉ እንዳ ሻሂ ከፊታ። ኣብዚ ካፌ እዚ ሰባት እንታይነትን ትርጉምን ሞት ይመያየጥሉ።