ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርሑ ጀሚሩ

መግለጺ ቪድዮ, ኤምባሲ ኤርትራ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ስርሑ ጀሚሩ
Published

ብሰንኪ ግጭት ሃገራት ኢትዮጵያን ኤርትራን ተዓጽዩ ዝነበረ ኣብ ኣዲስ ኣበባ ዝርከብ ኤምባሲ ኤርትራ ድሕሪ 20 ዓመታት ስርሑ ጀሚሩ።