ደቂ ኣንስትዮ ብበዝሒ ዓርሰን ዘጥፍኣላ ሃገር መን ምዃና ትፈልጡ'ዶ?

መግለጺ ቪድዮ, ንምንታይ እዛ ርሕቕቲ ከባቢ ካሪብያን ካብ ዝኾነት ሃገር ንላዕሊ ደቂ ኣንስትዮ ዓርሰን ዘጥፍኣላ ኮይና?
Published

ኣብ ጉያና ዓርሰ ቕትለት ደቂ ኣንስትዮ ሰፊሕ’ዩ። እዛ ሃገር ድኽነት፣ ዝለዓለ መጠን ገበን፣ ፖለቲካዊ ዘይምርግጋእን ጸገም ጠዕዕና ኣእምሮን ዝኸበባ’ያ። 780 ሽሕ በዝሒ ህዝቢ ከምዘለዋ ዝግለጽ ጉያና፡ ዓርሰ ቕትለት ዘይሕጋዊ ተግባር’ዩ ክትብል ደንጊጋ’ያ።