ወንበር ጉድኣት ኣካል ኣብ ነፈርቲ

መግለጺ ቪድዮ, ወንበር ጉድኣት ኣካል ኣብ ነፈርቲ
Published

ከም እኒ ኣውቶብሳት፣ ባቡርን መጓዓዝያ ታክስታትን ዝኣመሰላ ወሃብቲ ግልጋሎት ንጉድኣት ኣካል ኣብ ግምት ውሽጢ ዘእተወ ወናብር ኣለወን።

ኣብ ነፈርቲ ግን ወናብር ጉድኣት ኣካል ኣይረኣይን እሞ ንምታይ?