'ገጸይ ምሉእ ብጸጉሪ ዝተሸፈነ ስለዝኾነ ሰባት ይፈርሑኒ'

መግለጺ ቪድዮ, “ገጸይ ምሉእ ብጸጉሪ ዝተሸፈነ ስለዝኾነ ሰባት ይፈርሑኒ” ህንዳዊ
'ገጸይ ምሉእ ብጸጉሪ ዝተሸፈነ ስለዝኾነ ሰባት ይፈርሑኒ'
Published

ህንዳዊ ወዲ 18 ዓመት ላሊቲ ፓቲዳር ልዕሊ 95 ሚእታዊት ገጹ ብጸጉሪ ዝተሸፈነ ስለዝኾነ ደቂ ክፍሉ ይፈርሕዎ ከምዝነበሩ ንቢቢሲ ተዛሪቡ።