ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኣሪዞና ዕምብረ ዶሮና ተኸሲቱ

መግለጺ ቪድዮ, ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኣሪዞና ዕምብረ ዶሮና ተኸሲቱ
ኣብ ኣሜሪካ ግዝኣት ኣሪዞና ዕምብረ ዶሮና ተኸሲቱ
Published

ኣብ ኣመሪካ ግዝኣት ኣሪዞና ብሰንኪ ዘጋጠመ ዕምብረ ዶሮና፡ ሓይሊ ኤሌትሪክ ተቛሪጹ። ብፍላይ ኣብ ከተማ መሳ ሰባት ንሓድሕዶም ምርእኣይ ክሳብ ዝስእኑ ጌርዎም።