ኣብ ጫካ ኣማዞን ንብሕቱ ን26 ዓመታት ዝነበረ ብራዚሊያዊ
ኣብ ጫካ ኣማዞን ንብሕቱ ን26 ዓመታት ዝነበረ ብራዚሊያዊ

Published
እቲ ሽሙ ዘይተፈልጠ ብራዚሊያዊ ኣብ 60ታት ዕድመ ዝርከብ ኮይኑ ምስ ሰባት ንዘይምርኻብ ኣብ ጫካ ኣማዞን ንኣስታት 26 ዓመታት ንብሕቱ ክነብር መሪጹ። ንሱ እንስሳት ኣጻዊዱ ንምሓዝ ብዙሕ ነገር ይፍሕር ስለዝነበረ “ፊሒራ” ዝብል ሳጓ ከምዝነበሮ’ዩ ዝግለጽ። እቲ ሰብኣይ ኣብ መወዳእታ ኣብቲ ዝቕመጠሉ ዝነበረ ጫካ ሞይቱ ተረኺቡ።



