ደሃይ ስድራኡ ዝረኸበ ኣሜሪካዊ ሩፍታ ረኺቡ

መግለጺ ቪድዮ, ደሃይ ስድራኡ ዝረኸበ ኣሜሪካዊ ሩፍታ ረኺቡ
ደሃይ ስድራኡ ዝረኸበ ኣሜሪካዊ ሩፍታ ረኺቡ
Published

ብዕጡቓት ሓማስ ጅሆ ተታሒዞም ካብ ዝነበሩ ኣስታት 200 ሰባት ኣሜሪካውያን ዝዀና ኣደን ጓልን ንፈለማ ግዜ ተፈቲሐን ናብ ማሕበር ቀይሕ መስቀል ተረኪበን ኣለዋ። ኣብ ኣሜሪካ ዝቕመጥ ኣቦ ናይታ ጓል 17 ዓመት ናታልያ፡ ደሃይ ጓሉ ምስረኸበ ሩፍታ ከምዝተሰምዖ ንመራኸቢ ብዙሃን ተዛሪቡ።