ንከተማታት ዝውሕጡ ዘለዉ ስንጭሮታት ንዓለም የስግኡ

መግለጺ ቪድዮ,
ንከተማታት ዝውሕጡ ዘለዉ ስንጭሮታት ንዓለም የስግኡ
Published

ምሽርሻር ጐላጉል ብሰንኪ ማይ ዝፍጠር ጽንኩር ዓይነት ምብስባስ ሓመድ ኮይኑ፡ ብዘሰክፍ ፍጥነት ይግስግስ ከምዘሎ ክኢላታት ንቢቢሲ ሓቢሮም።