“ብሰንኪ ብዝሒ ኣስከሬናት መግነዚ ክሳዕ ዝውሕደና ኢና ኰይንና”

መግለጺ ቪድዮ, “ብሰንኪ ብዝሒ ኣስከሬናት መግነዚ ክሳዕ ዝውሕደና ኢና ኰይንና” ፍልስጤማዊ ዜጋ
“ብሰንኪ ብዝሒ ኣስከሬናት መግነዚ ክሳዕ ዝውሕደና ኢና ኰይንና”
Published

ኣብ ማእከላይ ቓዛ ዝርከብ ሓደ ሆስፒታል፡ ብብዝሒ ዝሞቱ ሰባት ስለዘዕለቕለቐ ቀጽሪ እቲ ሆስፒታል ብኣስከሬናት ተመሊኡ ይርአ። ከም ሳዕቤኑ ድማ መግነዚ ከም ዝወሓዶም ገለ ነበርቲ ገሊጾም።