ውቅያኖሳት ኣብ ጸገም ከም ዘለዉ ተመራመርቲ ይገልጹ

መግለጺ ቪድዮ, ውቅያኖሳት ኣብ ጸገም ከም ዘለዉ ተመራመርቲ ይገልጹ
Published

ክልተ ሲሶ ትሕዝቶ መርየት ዝሽፍኑ ውቅያኖሳት ብግብኡ ሓለዋ ስለዘይግበረሎም ክሊሚያዊ ኩነታት ዓለም ናብ ዝኸፍአ ደረጃ ይሰጋገር ከምዘሎ ተመራመርቲ ሻቕሎቶም ኣብ ምግላጽ ይርከቡ።