ዳርባን ተኹስን ዘስዓበ መረጻ ዚምባብወ

መግለጺ ቪድዮ, ዳርባን ተኹስን ዘስዓበ መረጻ ዝምባብዌ
Published

ኣቦ ቃልሲ ናጽነት ሃገረ ዚምባብወ ተገይሩ ዝወሰድ ፕሬዚደንት ነበር ሮበርት ሙጋቤ ካብ ስልጣኑ ምስተኣለየ ፈላማይ ፕሬዚደንታዊ መረጻ ዘካየደት እታ ሃገር ዜጋታታ ኣብ ኣደባባያት ሃራሬ ወጺኦም ቁጠዕኦም ብኩርባን ዳርባን ገሊጾም ኣለዉ።

ነቲ ፕሬዚደንታዊ መረጻ ቀዳማይ ሚኒስትር ኢትዮጵያ ነበር ሃይለማርያም ደሳለኝ ልኡኽ ተዓዛቢ መረጻ ሕብረት ኣፍሪካ መሪሑ ከምዝተኸታተሎ ይፍለጥ።