ኣብ 2018 ካብ ሳይንስ ዓለም ትፅቢት ዝግበረሎም ምርምራት
Published
ተመራመርቲ ኣብ ኣንታርክቲካ ሓድሽ ኩምራ በረድ ምርምር ከካይዱ እዮም። እቶም ኣብ 2018 ካብ ሳይንስ ዓለም ርእሰ ዜናታት ክኾኑ ዝኽእሉ ዓበይቲ ዛዕባታት እነሆ።